Zoekfilters

Geen verdere filters gevonden

Resultaten (2)

20,60
Vandaag besteld,
morgen verzonden
+
Bestel

ወገንነት አብ ኤርትራ

አምስተርዳም 2018

Paperback || ኣሌክሳንደር በየነ ጆርጆ || Brave New Books

ጸርፊ ንዓሌት ንሃይማኖት ንድኽነት ይኹን ንአተሓሳስባ ነወግዝ!

ጸርፊ ስለዝተጻረፍካ ካብቲ ዝጽረፍ ብምንታይ ሓሽኻ?

ጸርፊ ፍልጠት ወይ ብልሒ አይኮነን

ጸርፊ ሓበሬታ እዉን አይኮነን

ጸርፊ መለክዒ እንታይነትካ ግን እዩ!

ስለዚ አሕዋት ካብ ጸርፊ ንቖጠብ

አሌክስ በየነ

24,78
Levertijd: 5 werkdagen
+
Bestel

TIRIGTA (ትርግታ)

Alexander Beyene Amsterdam 2019 ልቢ-ወለድ ዕላላት ኣሌክሳንደር በየነ

Hardcover || ኣሌክሳንደር በየነ ጆርጆ || Brave New Books || met inkijkexemplaar

ክቡራት ኣንበብቲ ፡ እዚ ከም ልቢ-ወለድ

ዘቕርበልኩም ሓጸርቲ ጽሑፋት ፡ ገለ መዛናግዒ ገለ

መስሓቒ ወይ መሃሪ ይኸዉን ካብ ዝብል ተበግሶ

ኮይኑ ፡ ዝኾነ ስም ሰባት ይኹን ስም ዓድታት

ቦታታት ወይ ሃይማኖታት ንዝጠቕሶ ፡ ከም ልቢወለድ አንበር ከም ሓቒ ተወሲዱ ንዝኾነ

ውልቀሰብ.. ሃይማኖት.. ኣውራጃ..ወይ ካልእ ዝ...